Gxawie tahsas brhan ብርሃን
- 1. ካብ መጽሓፈ ግጻዌ ታኅሣሥ - ብርሃን
መዝሙር
ኣቅዲሙ ነገረ በኦሪት
ምንባባት
ሮሜ 13፡11-ፍ
ሮሜ 13:12 “ ግብሪ ጸልማት ካባና ደርቢና ኣፅዋር ብርሃን ንልበስ ።”
1 ዮሓ 1፡1-ፍ
1 ዮሓ 1፡6 “ ምስኡ ኅብረት ኣሎና እናበልና ኣብ ጸልማት እንተ ነበርና ንሕሱ ሓቂ ውን ኣይንገብርን ኢና ዘሎና ።”
ግብ 26:12-19
ግብ 26:18 “ ‘ካብ ጸልማት ናብ ብርሃን ካብ ሥልጣን ሰይጣን ውን ናብ ኣምላኽ ኪምለሱ ኣዕይንቶም ክትከፍተሎም
እልእከካ ኣለኹ’ በለኒ ።
ዮሓ 1:1-19
ዮሓ 1፡9 “ እቲ ንዅሉ ሰብ ዜብርህ ብርሃን ሓቂ ናብ ዓለም መጸ ።”
ቅዳሴ
ዘኣትናቴዎስ
መዝ 43:3
ብርሃንካን ሓቅኻን ልኣኽ ።
ንሳተን ይምርሓኒ፡ ናብ ጽዮን ናብታ ቅድስቲ እምባኻን ፥
ናብታ መኅደሪኻ ዝኾነት ቤት መቅደስን የብጸሓኒ ።
ምስባክ
መዝ 43:3
ፈኑ ብርሃነከ ወጽድቀከ ።
እማንቱ ይምርሓኒ ወይሰዳኒ ደብረ መቅደስከ ።
ወውስተ ኣብያቲከ እግዚኦ ።