Gxawie hdar27-tahsas3
- 1. ካብ መጽሓፈ ግጻዌ 27 ኅዳር - 3 ታኅሣሥ
ምንባባት
1 ቆር 2፡1-ፍ
1 ቆር 2፡16 “ንሕና ግና ሓሳብ ክርስቶስ ኣሎና።”
1 ዮሓ 5፡1-6
1 ዮሓ 5:3 “ሽሕኳ ብሥጋይ ርሑቕ እንተ ኾንኩ ብመንፈሰይ ምሳኻትኩም ኣሎኹ።”
ግብ 5:34-ፍ
ግብ 5:41 “ንሳቶም ግና ምእንቲ ስሙ ውርደት ንምቕባል ብቑዓት ኮይኖም ሰለ ዝተረኽቡ ካብቲ መጋባእያ
እናተሓጎሱ ወጹ። ”
ዮሓ 9:1-ፍ
ዮሓ 9:32 “ዓለም ካብ ዝፍጠር ጀሚሩ ብዕውሩ ንዝተወልደ ሰብ ኣዕይንቱ ከፊቱሉ ዝበሃል ከቶ
ኣይተሰምዐን።”
ቅዳሴ ፡ ዘእግዝእትነ
መዝ 4:2
ኣቱም ደቂ ሰብ ንኽብረይ ክሳዕ መዓስ ኢኹም
እተሕስርዋ?
ክሳዕ መዓስከ ኢኹም ንኸንቱነት እትፈትውን ንሓሶት
እትስዕቡን?
እግዚኣብሔር ግና ንጻድቑ ከም ዝሓረዮ ፍለጡ
ምስባክ
መዝ 4:2
ደቂቀ ዕጓለ እመሕያው እስከ ማዕዜኑ
ታከብዱ ልበክሙ።
ለምንት ታፈቅሩ ከንቶ ወተሓሱ ሐሰተ ።
ኣእምሩ ከመ ተሰብሐ እግዚኣብሔር በጻድቁ ።