SlideShare ist ein Scribd-Unternehmen logo
1 von 3
Downloaden Sie, um offline zu lesen
1
ሪፖርታጅ ወታሃደራዊ ሰሚናር
ኤርትራዊ ደሞክራሲያዊ ኪዳን
ኤርትራዊ ደሞክራሲያዊ ኪዳን ብፖሎቲካዊ ውድባትን ሰልፍታትን ዝቆመ ሰፊሕ ሃገራዊ ግንባር ኮይኑ ኣብ
ወተሃደራዊ መዳይ’ውን ንስርዓት ህግደፍ ንምውጋድ ተወሃሂዱ ብሓባር ዝሰርሕ ትካል ዘለዎ ምዝሕነታዊ
ግምባር’ዩ።
Eዚ ብዝተወሃሃደ ኣገባብ ኣብ ትሕቲ ሓደ ሓባራዊ ወተሃደራዊ ስትራተጅን ሓባራዊ ወተሃደራዊ መሪሕነትን
(ናይ ሓባር ኮማንድ) ዝዋሳE ወተሃደራዊ ክንፍታት’ዚ በብግዚU ብደረጃ ማEከላይ መሪሕነትን ፖሎቲካዊ
ቤ/ጽሕፈትን ወተሃደራዊ ሽማግለን በብደረጅUን ተጸኒOም ዝቐርቡ ወተሃደራዊ መደባት ዝፍጸሙ ትካላዊ
ኣሰራርሓ ዘለዎ ግንባር’ዩ።
ኤርትራዊ ደሞክራሲያዊ ኪዳን ነዚ ፖሎቲካዊ መርሆ ናይዚ ግንባር’ዚ ሓባራዊ ወተሃደራዊ Eማም Eዚ ከኣ
ፖሎቲካዊ ቻርተር ኤርትራዊ ደሞክራስያዊ ኪዳን ማEከሉ ገይሩ ኣብ ወተሃደራዊ ስራሕትን ናይ ፖሎቲኮ
ውድባዊ (ህዝባዊ) ስራሕትን ኣብ ውሽጢ ሜዳ ኤርትራ ዝነጥፍ Eጡቕ ኣሃዱታት ፕሮፖጋንዳን
ውደባን’ውን’ዩ።
ወተሃደራዊ ሰሚናር ኤርትራዊ ደሞክራሲያዊ ኪዳን Eዚ ኣብ መEተዊ ተጠቒሱ ዘሎ Eላማታት ማEከሉ ገይሩ
ኣብ ትሕቲ “ስርዓት ህግደፍ ንምውጋድ ቀላጽምና ብምሕባር ንቕድሚት ንመርሽ”! “ወተሃደራዊ ሰሚናርና
Eምነ ኩርናE ዋሕስ ዓወትና’ዩ”! “ዝኽርን ሞጎስን ንጀጋኑ ስውኣትና!” ብዝብሉ ጭርሖታት ተሰንዩ ከመይ
ነጢፉ ብሓባር ተወሃሂዱ (ሰጢሙ) ይሰርሕ ኣብ ዝብል ማEከሉ ገይሩ ንኣቐዲሙ ዝጸንሐ ውሳኔታት
ማEከላይ መሪሕነት ኤዲኪ ህጹጽ ኣኼባ ማ/መ ኤዲኪ ዉጽIታትን ተግባራዊ ንምግባር ወተሃደራዊ
ሰሚናሩ ብዓወት ኣሰላሲሉ።
Eዚ ሰሚናር’ዚ መሰረት ብምግባር ከኣ ኣብ መንጎ ወተሃደራዊ ክንፍታት ዘለዎም ተቓለስቲ ውድባት ንጹርን
ስሙርን ኣርኣEያ ቃልሲ ብምህናጽ ሕኑን ሞራል ብምEጣቕ፣ ምውቕ ብሱል ስምIታት ሓድነትን
ሃገራውነትን ብምዝራE፡ ሰጢምካ ተወሃሂድካ ንምስራሕ ስነ-ኣEምራዊ ምቕርራብ ንምግባርን ከም ባህሊ
ንምጥራይ፡ ዓሚቕ ገምጋም ጸላI ብምክያድ፡ ሕድሕድ ወተሃደራውን ስለያውን ተመኩሮታቱ
ንምልውዋጣትን ማEከሉ ብምግባር ኣብዘን ኣርባEተ ዛEባታት ዘተኮረ Eሙቕ ዝበለ ብጻያዊ መንፈስ ዝሐዘለ
ምይይጣት ተኻይዱ።
1. ብሓፈሻ ህልዊ ኩነታት ሃገርን ደምበ ተቓውሞን ብፍላይ ከኣ ዞባውን ከባብያውን ፖሎቲኮ ወተሃደራዊ
ኩነታትን ውልቀ ኩነታት ውድባትን ብዝምልከት ሕድሕድ ሓበሬታ ምልውዋጥ።
2. ገምጋም ህልዊ ኩነታት ጸላI
3. ኣብ ወታደራዊ መዳይ ጥበብ ሕድሕድ ወተሃደራዊ ተመኩሮታት ምልውዋጥን ምስ ጭቡጥ ወድዓውን
ባEላውን ኩነታትናን ኩነታት ጸላEን ከመይ ብውሕሉል መንገዲ ኣብ ባይታ ብተዓጻጻፍነት ንሰርሓሉ
ምርኣይ
4. ብውጺIት ሓባራዊ ገምጋም መጻI መደባት ምውዳብ ብዝምልከት ዝጠመተ ዝተሰላሰለ ወተሃደራዊ
ሰሚናር’ዩ ነይሩ።
ኣብዚ ሃናጺ ዝኾነ ልዝባትን ኣስተምህሮታትን ዝተኻየደሉ ወተሃደራዊ ክንፍታት ኤዲኪ ሓባራዊ ሰሚናር’ዚ
ኣብ ነብሲ ወከፍ ኣርEስቲ ወተሃደራውያን ሓለፍቲ ምምሕዳር ወተሃደራዊ ሽማግለ ኣባላት ፈጸምቲ ኣካላት
ዝኾኑ ተጋ/ዓብደላ Uመር (ዶማ) ተጋ/ሓጂ Iብራሂም ኣቡበከርን ተጋ/ ዓንዶም ሃይለን ላEለዎት ኣመራርሓ
ብዘለዎም ኣፍልጦን ጸብጻባትን ዝተዋሃሃደ ሓሳባት ከም መበገሲ መEተዊ ብምግባር መድረኽ ምይይጥ
ተኸፊቱ።
2
ኣብ ነብሰ ወከፍ ኣርEስቲ ከኣ ኣባላት ኣመራርሓን ጠርነፍትን ዝተወሃሃደ ሓባራዊ ወተሃደራዊ ክንፍታት
ዝኾኑ ብጾት ኣገደስቲ ሓበሬታታትን ዓሞቕቲ ሓገዛትን ርIቶታትን ብምልውዋጥ Eቲ ሰሚናር ክዓሙቕን
ልሉይ ተራ ከም ዝተጻወቱን ኣብ መደምደምታ ከኣ ኩሎም ተሳተፍቲ ብሓባር ብሙሉE Eግበት ሓባራዊ
ተረድO ክወጽE ዝኸኣለ’ዩ ነይሩ።
ጸላI ብዝኽተሎ ዝጸንሐን ዘሎን ኣEናዊ ፖሊስታቱ ብውሽጡ ቦኽቢኹ ህዝብን ሃገርን ለኪሙ ንውድቀት
ተሳጢሑ ምህላው ኤርትራ ሓንቲ ካብተን ዝፈሸላ ሃገራት(failed state) ክትኸውን Eድላ ዓቢ ምዃኑ
ወተሃደራዊ ዓቕሚ ናይቲ ስርዓት ተዳኺሙን ላሕሊሑን ብብዝሒ ንህድማ ተቓሊU ምህላው፡ ንዞባና
ንምሕማስ ዝተጠቐመሉን ክሳብ ዓንቀሮም ዘEጠቆምን ተቓወምቲ ሓይልታትን ግብረ ሽበራዊ ጉጅለታትን
ጎረባብቲ ሃገራት ብብዝሒ ኣብ ሳሕልን ዓላን ካልOት ቦታታትን ምስ ሓይልታት ወጻI ተመሻጢሩ ብጻEቂ
የሰልጥንን የንቀሳቕሶምን ምህላው ሰሚናር ተገንዚቡ።
ካብቲ ስሩE ሰራዊት ምክልኻል ንላEሊ Eቲ ስርዓት ብዝያዳ ኣብOም ዝተኣማመንን ንEOም ብሓለፋ ስንቅን
Eጥቅን መንቀሳቐስታትን ዘመናዊ መሳርሒታት መጓዓዝያ ዝምውልን ዝሕብሕብን ክሳብ ኣብ ቅድመ
ግንባራት ኣዋዲድዎም ምህላውን ክፍለጥ ተኻIሉ።
በዚ መንጽር’ዚ ደምበ ተቓውሞ ኤርትራ ክርኣ Eንከሎ ብብዝሒ Eንዳሰፍሐ ዝመጽE ዘሎ ይኹን ደኣምበር
ሓድነቱ ሓልዩ ብሓደ ኣንፈት ኣንጻር ሓባራዊ ጸላI ኣብ ምምካት ሓያል ወቓI ሓይሊ ኮይኑ ኣብ ምውጻEን
ክሳብ ሕጂ ዘይበቕA ምህላዉ ተገንዚቦም።
ብU መንጽር ባይቶን ኤዲኪን ኣገደስቲ ሰፋሕቲ ጽላላት ይኹኑ ደኣምበር ብውሽጣዊ ኩነታቶም ውድባዊ
ጸገማትን ናብ ዝሓሸ ብርኪ ቃልሲ ዘይተሰጋገሩ ብምጽንሖም Eቱብ ሓባራዊ ስራሓት ዝሓትት ምዃኑ
ኣሰሚሮሙሉ ሓሊፎም። ኣብ ወተሃደራዊ መዳይ ዝሓሸ ናይ ምውህሃድ ስራሓት ክኸይድ ዝጸንሐ ይኹን
ደኣምበር ብሓድሓድ ወድዓዊ ጸገማት ዝተተለመ መደባት ኣብ ፍጻሜታት ከበጽሑ ዘይከኣሉ ከም ዝጸንሑ
ገምጊሙ። በዚ መንጽር ከኣ ንመጻI ብዝሓሸ ኣገባብ ተዋዲዱ ዝሰርሕ መርሆ ብምሕንጻጽ መጻI መደባቶም
ብምስራEን ብምውዳብን ሰሚናር ብዓወት ዛዚሙ።
ኣብ መወዳEታ ካብ ኣኼበኛ ከምዚ ዝኣመሰለ ሰሚናር በብግዚU Eናተወደበ ዝኸደሉ መደብ ክስራE ዝብሉ
ለበዋታትን ንዝተዋደደ ምድላዋት ናይቲ ሰሚናር ድሙቕ ናይ ጽምብል በዓልን ንዘሰናድU ብጾት ልUል
ምስጋና ብምቕራብ ሰሚናር ብሕጉስ መንፈስን ልUል ፍናን ቃልስን ተዛዚሙ።
ብድሕሪ’ዚ ብ26 መጋቢት 2014 ኣብ መEጸዊ ሰሚናር ጽምብል መዓልቲ ኣቦ መንበር ማEከላይ መሪሕነት
ኤዲኪ ተጋ/ሑሴን ከሊፋ ኣባላት ሰሚናርን ሰራዊትን ህዝቢ ቅኒን ቅኒቶን ምምሕዳራት ከባብን Eዱማት
ኣጋይሽን ፈተውትን ዝተሳተፍዎ ድሙቕ ጽምብል ተከፊቱ። ብድሕሪ’ዚ ብጉጅለ ባህሊ ደግሓኤ ድሙቕ ናይ
ምልEዓል ባህላዊ ምርIት ኣብ መኽፈቲ Eቲ ጽምበል ኣቕሪባ።
ብምቕጻል ኣባል ፖሎቲካዊ ቤ/ጽሕፈት ኤዲኪ ኣቦ-ወንበር ወተሃደራዊ ሽማግለ ቃል ወተሃደራዊ ቤ/ጽሕፈት
ኤርትራዊ ዲሞክራዊያዊ ኪዳን ብብጻይ ዓብደላ Uመር (ዶማ) ቀሪቡ። ቀጺሉ ከኣ ብትግርኛ ዝቐረበ ቃል
ብዓረብ ብምክትል ኣቦ-መንበር ወተሃደራዊ ሽማግለ ብ/ሓጅ Iብራሂም ኣቡበከር ቀሪቡ።
3
ብድሕሪ’ዚ Eቲ ጽምብል ኣብ ዝተኸፍተሉ መድረኽ ብጣEሚ ዘሕዝን መርድE ገዲም ተጋዳላይ ኣሕመድ
መሓመድ ናስር ምስ ተሰምA፡ ብዓሚቕ ሓዘን ንምዝካሩ መደብ ተታሒዙ ብኣቦ-መንበር ማEከላይ መሪሕነት
ኤዲኪ ተጋ/ሑሴን ከሊፋ ሓደ ደቒቕ ናይ ሕልና ጸሎት ምስ ተገብረ ድሕረ ባይታን ታሪኽ ሂወትን ሓርበኛ
ገዲም ተጋዳላይ ኣሕመድ መሓመድ ናስር ብኣቦ መንበር ማEከላይ መሪሕነት ሑሴን ከሊፋ ቀሪቡ።
ቀጺሉ ኣቦ-መንበር ማEከላይ መሪሕነት ኤዲኪ ንሰራዊትን ተቓላሳይ ህዝብን ዘለዎ መድረኽ ቃልሲ
ኣመልኪቱ ኩነታት ጸላEን ደምበ ተቓውሞን ኤርትራዊ ሃገራዊ ባይቶን ኤዲኪን ኣብ ክሊ’ዚ ውድEነት’ዚ
ዝተኻየደ ወተሃደራዊ ሰሚናር መሰረት ጌይሩ ብEምቆት ገሊጹ። ኣብ መዛዘሚ መደርU ንምሕያል ቃልስና
ኩልና ዝከኣል ክንገብር ከም ዘለና ብምትሕስሳብ ኤዲኪ ነዚ ዘተባብE ወተሃደራዊ ተበግሶታት’ዚ ብዝከኣሎ
ዓቕሚ ንምድልዳሉ ክሰርሕ ምዃኑ ብምግላጽ መደርU ዛዚሙ።
ድሕሪ’ዚ ቀጺሉ መግለጺ ደገፍ ብደሞክራስያዊ ምንቅስቓስ ሳሆ ኤርትራ ቀሪቡ። ስIቡ ከኣ ብተወከልቲ ህዝቢ
ቅኒን ቅንቶ ኣገዳሲ መደረ ተሰሚU። ኣብ መወዳEታ ከኣ ብጉጅለ ባህሊ ደግሓኤ Eቲ ጽምብል ክሳብ ሰዓት
5፡00 ድሕሪ ቀትሪ ብሃገራውን ባህላውን መዘናግIታት ደሚቑ Eቲ ጽምብል ብዓወት ተዛዚሙ።
ቤት ጽሕፈት ዜና
ኤርትራዊ ዲሞክራስያዊ ኪዳን
31 መጋቢት 2014

Weitere ähnliche Inhalte

Andere mochten auch

Eritrea Country
Eritrea CountryEritrea Country
Eritrea CountrySajib
 
Background Eritrea
Background Eritrea Background Eritrea
Background Eritrea Joya Smit
 
Eritrea Emergency Response Presentation Trends And Challenges Regional Cons...
Eritrea Emergency Response Presentation   Trends And Challenges Regional Cons...Eritrea Emergency Response Presentation   Trends And Challenges Regional Cons...
Eritrea Emergency Response Presentation Trends And Challenges Regional Cons...Bobby Waddell
 
Andere mochten auch (6)

Eritrea
EritreaEritrea
Eritrea
 
Eritrea Country
Eritrea CountryEritrea Country
Eritrea Country
 
Background Eritrea
Background Eritrea Background Eritrea
Background Eritrea
 
All about the Kunama Culture
All about the Kunama CultureAll about the Kunama Culture
All about the Kunama Culture
 
Eritrea Emergency Response Presentation Trends And Challenges Regional Cons...
Eritrea Emergency Response Presentation   Trends And Challenges Regional Cons...Eritrea Emergency Response Presentation   Trends And Challenges Regional Cons...
Eritrea Emergency Response Presentation Trends And Challenges Regional Cons...
 
Lecture
LectureLecture
Lecture
 
Ähnlich wie News eda-eritrea

5ተ ዓንደታት ስልጠና.pptx
5ተ ዓንደታት ስልጠና.pptx5ተ ዓንደታት ስልጠና.pptx
5ተ ዓንደታት ስልጠና.pptxssuserd7f848
 
Zethiopia Newspaper Jan 2014
Zethiopia Newspaper Jan 2014Zethiopia Newspaper Jan 2014
Zethiopia Newspaper Jan 2014derejedesta
 
ከጦርነት ወደ ብልጽግና- በሰላም ጎዳና From War to Prosperty.pptx
ከጦርነት ወደ ብልጽግና- በሰላም ጎዳና From War to Prosperty.pptxከጦርነት ወደ ብልጽግና- በሰላም ጎዳና From War to Prosperty.pptx
ከጦርነት ወደ ብልጽግና- በሰላም ጎዳና From War to Prosperty.pptxAssocaKazama
 
ጋዜጣ ቃል መስቀል ሳልሳይ ሕታም
ጋዜጣ ቃል መስቀል ሳልሳይ ሕታምጋዜጣ ቃል መስቀል ሳልሳይ ሕታም
ጋዜጣ ቃል መስቀል ሳልሳይ ሕታምGabani Computer Company
 
ቃል መስቀል ሓምሻይ ሕታም
ቃል መስቀል ሓምሻይ ሕታምቃል መስቀል ሓምሻይ ሕታም
ቃል መስቀል ሓምሻይ ሕታምRobi Abraha
 
ጋዜጣ ቃል መስቀል ቀዳማይ ሕታም
ጋዜጣ ቃል መስቀል ቀዳማይ ሕታምጋዜጣ ቃል መስቀል ቀዳማይ ሕታም
ጋዜጣ ቃል መስቀል ቀዳማይ ሕታምGabani Computer Company
 
ጋዜጣ ቃል መስቀል ራብዓይ ሕታም
ጋዜጣ ቃል መስቀል ራብዓይ ሕታም ጋዜጣ ቃል መስቀል ራብዓይ ሕታም
ጋዜጣ ቃል መስቀል ራብዓይ ሕታም Gabani Computer Company
 
Indigeneous Conflict Resolution for MoP Final.pptx
Indigeneous Conflict Resolution for MoP Final.pptxIndigeneous Conflict Resolution for MoP Final.pptx
Indigeneous Conflict Resolution for MoP Final.pptxTagelWondimu
 
Free Hajj and Umrah Guide amharic
Free Hajj and Umrah Guide amharicFree Hajj and Umrah Guide amharic
Free Hajj and Umrah Guide amharicNuru Mohammed
 
Semayawi1/Newly formed political party the blue (Semayawi) founder, Professo...
Semayawi1/Newly formed political party the blue (Semayawi)  founder, Professo...Semayawi1/Newly formed political party the blue (Semayawi)  founder, Professo...
Semayawi1/Newly formed political party the blue (Semayawi) founder, Professo...Ethio-Afric News en Views Media!!
 
Momentum for ethiopia
Momentum for ethiopiaMomentum for ethiopia
Momentum for ethiopiaAyalew Talema
 
Momentum for ethiopia
Momentum for ethiopiaMomentum for ethiopia
Momentum for ethiopiaAyalew Talema
 
ጋዜጣ ቃል መስቀል ካልኣይ ሕታም
ጋዜጣ ቃል መስቀል ካልኣይ ሕታምጋዜጣ ቃል መስቀል ካልኣይ ሕታም
ጋዜጣ ቃል መስቀል ካልኣይ ሕታምGabani Computer Company
 
Ähnlich wie News eda-eritrea (20)

Demdami megletsi-demakue
Demdami megletsi-demakueDemdami megletsi-demakue
Demdami megletsi-demakue
 
Geez 1
Geez 1Geez 1
Geez 1
 
5ተ ዓንደታት ስልጠና.pptx
5ተ ዓንደታት ስልጠና.pptx5ተ ዓንደታት ስልጠና.pptx
5ተ ዓንደታት ስልጠና.pptx
 
Zethiopia Newspaper Jan 2014
Zethiopia Newspaper Jan 2014Zethiopia Newspaper Jan 2014
Zethiopia Newspaper Jan 2014
 
ከጦርነት ወደ ብልጽግና- በሰላም ጎዳና From War to Prosperty.pptx
ከጦርነት ወደ ብልጽግና- በሰላም ጎዳና From War to Prosperty.pptxከጦርነት ወደ ብልጽግና- በሰላም ጎዳና From War to Prosperty.pptx
ከጦርነት ወደ ብልጽግና- በሰላም ጎዳና From War to Prosperty.pptx
 
ጋዜጣ ቃል መስቀል ሳልሳይ ሕታም
ጋዜጣ ቃል መስቀል ሳልሳይ ሕታምጋዜጣ ቃል መስቀል ሳልሳይ ሕታም
ጋዜጣ ቃል መስቀል ሳልሳይ ሕታም
 
ቃል መስቀል ሓምሻይ ሕታም
ቃል መስቀል ሓምሻይ ሕታምቃል መስቀል ሓምሻይ ሕታም
ቃል መስቀል ሓምሻይ ሕታም
 
ጋዜጣ ቃል መስቀል ቀዳማይ ሕታም
ጋዜጣ ቃል መስቀል ቀዳማይ ሕታምጋዜጣ ቃል መስቀል ቀዳማይ ሕታም
ጋዜጣ ቃል መስቀል ቀዳማይ ሕታም
 
TIGRINYA - JUDE.pdf
TIGRINYA - JUDE.pdfTIGRINYA - JUDE.pdf
TIGRINYA - JUDE.pdf
 
ጋዜጣ ቃል መስቀል ራብዓይ ሕታም
ጋዜጣ ቃል መስቀል ራብዓይ ሕታም ጋዜጣ ቃል መስቀል ራብዓይ ሕታም
ጋዜጣ ቃል መስቀል ራብዓይ ሕታም
 
Indigeneous Conflict Resolution for MoP Final.pptx
Indigeneous Conflict Resolution for MoP Final.pptxIndigeneous Conflict Resolution for MoP Final.pptx
Indigeneous Conflict Resolution for MoP Final.pptx
 
Tigrinya - The Protevangelion.pdf
Tigrinya - The Protevangelion.pdfTigrinya - The Protevangelion.pdf
Tigrinya - The Protevangelion.pdf
 
Free Hajj and Umrah Guide amharic
Free Hajj and Umrah Guide amharicFree Hajj and Umrah Guide amharic
Free Hajj and Umrah Guide amharic
 
Amharic - The Gospel of the Birth of Mary.pdf
Amharic - The Gospel of the Birth of Mary.pdfAmharic - The Gospel of the Birth of Mary.pdf
Amharic - The Gospel of the Birth of Mary.pdf
 
Safeguarding Training amharic.ppt
Safeguarding Training amharic.pptSafeguarding Training amharic.ppt
Safeguarding Training amharic.ppt
 
Semayawi1/Newly formed political party the blue (Semayawi) founder, Professo...
Semayawi1/Newly formed political party the blue (Semayawi)  founder, Professo...Semayawi1/Newly formed political party the blue (Semayawi)  founder, Professo...
Semayawi1/Newly formed political party the blue (Semayawi) founder, Professo...
 
Momentum for ethiopia
Momentum for ethiopiaMomentum for ethiopia
Momentum for ethiopia
 
Momentum for ethiopia
Momentum for ethiopiaMomentum for ethiopia
Momentum for ethiopia
 
ጋዜጣ ቃል መስቀል ካልኣይ ሕታም
ጋዜጣ ቃል መስቀል ካልኣይ ሕታምጋዜጣ ቃል መስቀል ካልኣይ ሕታም
ጋዜጣ ቃል መስቀል ካልኣይ ሕታም
 
Amharic - The Blood of Jesus Christ.pdf
Amharic - The Blood of Jesus Christ.pdfAmharic - The Blood of Jesus Christ.pdf
Amharic - The Blood of Jesus Christ.pdf
 
Mehr von Ethio-Afric News en Views Media!!

VRIJE UNIVERSITEIT A political history of the Tigray Pe ople’s Liberation Fr...
VRIJE UNIVERSITEIT  A political history of the Tigray Pe ople’s Liberation Fr...VRIJE UNIVERSITEIT  A political history of the Tigray Pe ople’s Liberation Fr...
VRIJE UNIVERSITEIT A political history of the Tigray Pe ople’s Liberation Fr...Ethio-Afric News en Views Media!!
 
Addis ababa master plan ethiopian government denies dozens killed in capital
Addis ababa master plan  ethiopian government denies dozens killed in capitalAddis ababa master plan  ethiopian government denies dozens killed in capital
Addis ababa master plan ethiopian government denies dozens killed in capitalEthio-Afric News en Views Media!!
 
CIA, perpetrated by the EPLE-TPLF guerrilla in ERITREA-Tigrai during the year...
CIA, perpetrated by the EPLE-TPLF guerrilla in ERITREA-Tigrai during the year...CIA, perpetrated by the EPLE-TPLF guerrilla in ERITREA-Tigrai during the year...
CIA, perpetrated by the EPLE-TPLF guerrilla in ERITREA-Tigrai during the year...Ethio-Afric News en Views Media!!
 
conversation with Ethiopian PM Meles of Ethiopia Dec 2012, shortly after the...
 conversation with Ethiopian PM Meles of Ethiopia Dec 2012, shortly after the... conversation with Ethiopian PM Meles of Ethiopia Dec 2012, shortly after the...
conversation with Ethiopian PM Meles of Ethiopia Dec 2012, shortly after the...Ethio-Afric News en Views Media!!
 
A Tabot is a consecrated wooden altar slab, made of wood or stone, which symb...
A Tabot is a consecrated wooden altar slab, made of wood or stone, which symb...A Tabot is a consecrated wooden altar slab, made of wood or stone, which symb...
A Tabot is a consecrated wooden altar slab, made of wood or stone, which symb...Ethio-Afric News en Views Media!!
 
On the identity_of_pm_meles_zenawi_Eritrea Ethiopian by_negussay_ayele_june07
On the identity_of_pm_meles_zenawi_Eritrea Ethiopian by_negussay_ayele_june07On the identity_of_pm_meles_zenawi_Eritrea Ethiopian by_negussay_ayele_june07
On the identity_of_pm_meles_zenawi_Eritrea Ethiopian by_negussay_ayele_june07Ethio-Afric News en Views Media!!
 
Ethiopian 100 years ruling party Amhara people Story from where to where And...
Ethiopian 100 years ruling party Amhara people  Story from where to where And...Ethiopian 100 years ruling party Amhara people  Story from where to where And...
Ethiopian 100 years ruling party Amhara people Story from where to where And...Ethio-Afric News en Views Media!!
 
Human rights watch is dedicated to protecting the human rights of people arou...
Human rights watch is dedicated to protecting the human rights of people arou...Human rights watch is dedicated to protecting the human rights of people arou...
Human rights watch is dedicated to protecting the human rights of people arou...Ethio-Afric News en Views Media!!
 
Ethiopian government's management of the media during the ethio eritrea war 1...
Ethiopian government's management of the media during the ethio eritrea war 1...Ethiopian government's management of the media during the ethio eritrea war 1...
Ethiopian government's management of the media during the ethio eritrea war 1...Ethio-Afric News en Views Media!!
 
Mehr von Ethio-Afric News en Views Media!! (20)

The impact of_the_ethiopian oromo_protests 2016
The impact of_the_ethiopian oromo_protests 2016The impact of_the_ethiopian oromo_protests 2016
The impact of_the_ethiopian oromo_protests 2016
 
History of Ethiopian General Jagema kealo , in Amharic
History of Ethiopian General Jagema kealo , in AmharicHistory of Ethiopian General Jagema kealo , in Amharic
History of Ethiopian General Jagema kealo , in Amharic
 
VRIJE UNIVERSITEIT A political history of the Tigray Pe ople’s Liberation Fr...
VRIJE UNIVERSITEIT  A political history of the Tigray Pe ople’s Liberation Fr...VRIJE UNIVERSITEIT  A political history of the Tigray Pe ople’s Liberation Fr...
VRIJE UNIVERSITEIT A political history of the Tigray Pe ople’s Liberation Fr...
 
Addis ababa master plan ethiopian government denies dozens killed in capital
Addis ababa master plan  ethiopian government denies dozens killed in capitalAddis ababa master plan  ethiopian government denies dozens killed in capital
Addis ababa master plan ethiopian government denies dozens killed in capital
 
Ethiopia eritrea contradictions 2015
Ethiopia eritrea contradictions 2015Ethiopia eritrea contradictions 2015
Ethiopia eritrea contradictions 2015
 
Thanks/ Misgana
Thanks/ MisganaThanks/ Misgana
Thanks/ Misgana
 
Joint statement on_the_election
Joint statement on_the_electionJoint statement on_the_election
Joint statement on_the_election
 
The ark of the covenant
The ark of the covenant The ark of the covenant
The ark of the covenant
 
Arkofthecovenent
ArkofthecovenentArkofthecovenent
Arkofthecovenent
 
CIA, perpetrated by the EPLE-TPLF guerrilla in ERITREA-Tigrai during the year...
CIA, perpetrated by the EPLE-TPLF guerrilla in ERITREA-Tigrai during the year...CIA, perpetrated by the EPLE-TPLF guerrilla in ERITREA-Tigrai during the year...
CIA, perpetrated by the EPLE-TPLF guerrilla in ERITREA-Tigrai during the year...
 
conversation with Ethiopian PM Meles of Ethiopia Dec 2012, shortly after the...
 conversation with Ethiopian PM Meles of Ethiopia Dec 2012, shortly after the... conversation with Ethiopian PM Meles of Ethiopia Dec 2012, shortly after the...
conversation with Ethiopian PM Meles of Ethiopia Dec 2012, shortly after the...
 
Ethiopian economy under EPRDF TPLF 1991-2014
Ethiopian economy under EPRDF TPLF 1991-2014Ethiopian economy under EPRDF TPLF 1991-2014
Ethiopian economy under EPRDF TPLF 1991-2014
 
A Tabot is a consecrated wooden altar slab, made of wood or stone, which symb...
A Tabot is a consecrated wooden altar slab, made of wood or stone, which symb...A Tabot is a consecrated wooden altar slab, made of wood or stone, which symb...
A Tabot is a consecrated wooden altar slab, made of wood or stone, which symb...
 
On the identity_of_pm_meles_zenawi_Eritrea Ethiopian by_negussay_ayele_june07
On the identity_of_pm_meles_zenawi_Eritrea Ethiopian by_negussay_ayele_june07On the identity_of_pm_meles_zenawi_Eritrea Ethiopian by_negussay_ayele_june07
On the identity_of_pm_meles_zenawi_Eritrea Ethiopian by_negussay_ayele_june07
 
Coment on-ato-girma- seyfu speeches, on x eth pm meles
Coment on-ato-girma- seyfu  speeches, on  x eth pm  melesComent on-ato-girma- seyfu  speeches, on  x eth pm  meles
Coment on-ato-girma- seyfu speeches, on x eth pm meles
 
Moto menesat sene1999
Moto menesat sene1999Moto menesat sene1999
Moto menesat sene1999
 
Ethiopian 100 years ruling party Amhara people Story from where to where And...
Ethiopian 100 years ruling party Amhara people  Story from where to where And...Ethiopian 100 years ruling party Amhara people  Story from where to where And...
Ethiopian 100 years ruling party Amhara people Story from where to where And...
 
Human rights watch is dedicated to protecting the human rights of people arou...
Human rights watch is dedicated to protecting the human rights of people arou...Human rights watch is dedicated to protecting the human rights of people arou...
Human rights watch is dedicated to protecting the human rights of people arou...
 
Ethiopian government's management of the media during the ethio eritrea war 1...
Ethiopian government's management of the media during the ethio eritrea war 1...Ethiopian government's management of the media during the ethio eritrea war 1...
Ethiopian government's management of the media during the ethio eritrea war 1...
 
King of kings yohannes & ethiopian unity 5
King of kings yohannes & ethiopian unity 5King of kings yohannes & ethiopian unity 5
King of kings yohannes & ethiopian unity 5
 
News eda-eritrea

  • 1. 1 ሪፖርታጅ ወታሃደራዊ ሰሚናር ኤርትራዊ ደሞክራሲያዊ ኪዳን ኤርትራዊ ደሞክራሲያዊ ኪዳን ብፖሎቲካዊ ውድባትን ሰልፍታትን ዝቆመ ሰፊሕ ሃገራዊ ግንባር ኮይኑ ኣብ ወተሃደራዊ መዳይ’ውን ንስርዓት ህግደፍ ንምውጋድ ተወሃሂዱ ብሓባር ዝሰርሕ ትካል ዘለዎ ምዝሕነታዊ ግምባር’ዩ። Eዚ ብዝተወሃሃደ ኣገባብ ኣብ ትሕቲ ሓደ ሓባራዊ ወተሃደራዊ ስትራተጅን ሓባራዊ ወተሃደራዊ መሪሕነትን (ናይ ሓባር ኮማንድ) ዝዋሳE ወተሃደራዊ ክንፍታት’ዚ በብግዚU ብደረጃ ማEከላይ መሪሕነትን ፖሎቲካዊ ቤ/ጽሕፈትን ወተሃደራዊ ሽማግለን በብደረጅUን ተጸኒOም ዝቐርቡ ወተሃደራዊ መደባት ዝፍጸሙ ትካላዊ ኣሰራርሓ ዘለዎ ግንባር’ዩ። ኤርትራዊ ደሞክራሲያዊ ኪዳን ነዚ ፖሎቲካዊ መርሆ ናይዚ ግንባር’ዚ ሓባራዊ ወተሃደራዊ Eማም Eዚ ከኣ ፖሎቲካዊ ቻርተር ኤርትራዊ ደሞክራስያዊ ኪዳን ማEከሉ ገይሩ ኣብ ወተሃደራዊ ስራሕትን ናይ ፖሎቲኮ ውድባዊ (ህዝባዊ) ስራሕትን ኣብ ውሽጢ ሜዳ ኤርትራ ዝነጥፍ Eጡቕ ኣሃዱታት ፕሮፖጋንዳን ውደባን’ውን’ዩ። ወተሃደራዊ ሰሚናር ኤርትራዊ ደሞክራሲያዊ ኪዳን Eዚ ኣብ መEተዊ ተጠቒሱ ዘሎ Eላማታት ማEከሉ ገይሩ ኣብ ትሕቲ “ስርዓት ህግደፍ ንምውጋድ ቀላጽምና ብምሕባር ንቕድሚት ንመርሽ”! “ወተሃደራዊ ሰሚናርና Eምነ ኩርናE ዋሕስ ዓወትና’ዩ”! “ዝኽርን ሞጎስን ንጀጋኑ ስውኣትና!” ብዝብሉ ጭርሖታት ተሰንዩ ከመይ ነጢፉ ብሓባር ተወሃሂዱ (ሰጢሙ) ይሰርሕ ኣብ ዝብል ማEከሉ ገይሩ ንኣቐዲሙ ዝጸንሐ ውሳኔታት ማEከላይ መሪሕነት ኤዲኪ ህጹጽ ኣኼባ ማ/መ ኤዲኪ ዉጽIታትን ተግባራዊ ንምግባር ወተሃደራዊ ሰሚናሩ ብዓወት ኣሰላሲሉ። Eዚ ሰሚናር’ዚ መሰረት ብምግባር ከኣ ኣብ መንጎ ወተሃደራዊ ክንፍታት ዘለዎም ተቓለስቲ ውድባት ንጹርን ስሙርን ኣርኣEያ ቃልሲ ብምህናጽ ሕኑን ሞራል ብምEጣቕ፣ ምውቕ ብሱል ስምIታት ሓድነትን ሃገራውነትን ብምዝራE፡ ሰጢምካ ተወሃሂድካ ንምስራሕ ስነ-ኣEምራዊ ምቕርራብ ንምግባርን ከም ባህሊ ንምጥራይ፡ ዓሚቕ ገምጋም ጸላI ብምክያድ፡ ሕድሕድ ወተሃደራውን ስለያውን ተመኩሮታቱ ንምልውዋጣትን ማEከሉ ብምግባር ኣብዘን ኣርባEተ ዛEባታት ዘተኮረ Eሙቕ ዝበለ ብጻያዊ መንፈስ ዝሐዘለ ምይይጣት ተኻይዱ። 1. ብሓፈሻ ህልዊ ኩነታት ሃገርን ደምበ ተቓውሞን ብፍላይ ከኣ ዞባውን ከባብያውን ፖሎቲኮ ወተሃደራዊ ኩነታትን ውልቀ ኩነታት ውድባትን ብዝምልከት ሕድሕድ ሓበሬታ ምልውዋጥ። 2. ገምጋም ህልዊ ኩነታት ጸላI 3. ኣብ ወታደራዊ መዳይ ጥበብ ሕድሕድ ወተሃደራዊ ተመኩሮታት ምልውዋጥን ምስ ጭቡጥ ወድዓውን ባEላውን ኩነታትናን ኩነታት ጸላEን ከመይ ብውሕሉል መንገዲ ኣብ ባይታ ብተዓጻጻፍነት ንሰርሓሉ ምርኣይ 4. ብውጺIት ሓባራዊ ገምጋም መጻI መደባት ምውዳብ ብዝምልከት ዝጠመተ ዝተሰላሰለ ወተሃደራዊ ሰሚናር’ዩ ነይሩ። ኣብዚ ሃናጺ ዝኾነ ልዝባትን ኣስተምህሮታትን ዝተኻየደሉ ወተሃደራዊ ክንፍታት ኤዲኪ ሓባራዊ ሰሚናር’ዚ ኣብ ነብሲ ወከፍ ኣርEስቲ ወተሃደራውያን ሓለፍቲ ምምሕዳር ወተሃደራዊ ሽማግለ ኣባላት ፈጸምቲ ኣካላት ዝኾኑ ተጋ/ዓብደላ Uመር (ዶማ) ተጋ/ሓጂ Iብራሂም ኣቡበከርን ተጋ/ ዓንዶም ሃይለን ላEለዎት ኣመራርሓ ብዘለዎም ኣፍልጦን ጸብጻባትን ዝተዋሃሃደ ሓሳባት ከም መበገሲ መEተዊ ብምግባር መድረኽ ምይይጥ ተኸፊቱ።
  • 2. 2 ኣብ ነብሰ ወከፍ ኣርEስቲ ከኣ ኣባላት ኣመራርሓን ጠርነፍትን ዝተወሃሃደ ሓባራዊ ወተሃደራዊ ክንፍታት ዝኾኑ ብጾት ኣገደስቲ ሓበሬታታትን ዓሞቕቲ ሓገዛትን ርIቶታትን ብምልውዋጥ Eቲ ሰሚናር ክዓሙቕን ልሉይ ተራ ከም ዝተጻወቱን ኣብ መደምደምታ ከኣ ኩሎም ተሳተፍቲ ብሓባር ብሙሉE Eግበት ሓባራዊ ተረድO ክወጽE ዝኸኣለ’ዩ ነይሩ። ጸላI ብዝኽተሎ ዝጸንሐን ዘሎን ኣEናዊ ፖሊስታቱ ብውሽጡ ቦኽቢኹ ህዝብን ሃገርን ለኪሙ ንውድቀት ተሳጢሑ ምህላው ኤርትራ ሓንቲ ካብተን ዝፈሸላ ሃገራት(failed state) ክትኸውን Eድላ ዓቢ ምዃኑ ወተሃደራዊ ዓቕሚ ናይቲ ስርዓት ተዳኺሙን ላሕሊሑን ብብዝሒ ንህድማ ተቓሊU ምህላው፡ ንዞባና ንምሕማስ ዝተጠቐመሉን ክሳብ ዓንቀሮም ዘEጠቆምን ተቓወምቲ ሓይልታትን ግብረ ሽበራዊ ጉጅለታትን ጎረባብቲ ሃገራት ብብዝሒ ኣብ ሳሕልን ዓላን ካልOት ቦታታትን ምስ ሓይልታት ወጻI ተመሻጢሩ ብጻEቂ የሰልጥንን የንቀሳቕሶምን ምህላው ሰሚናር ተገንዚቡ። ካብቲ ስሩE ሰራዊት ምክልኻል ንላEሊ Eቲ ስርዓት ብዝያዳ ኣብOም ዝተኣማመንን ንEOም ብሓለፋ ስንቅን Eጥቅን መንቀሳቐስታትን ዘመናዊ መሳርሒታት መጓዓዝያ ዝምውልን ዝሕብሕብን ክሳብ ኣብ ቅድመ ግንባራት ኣዋዲድዎም ምህላውን ክፍለጥ ተኻIሉ። በዚ መንጽር’ዚ ደምበ ተቓውሞ ኤርትራ ክርኣ Eንከሎ ብብዝሒ Eንዳሰፍሐ ዝመጽE ዘሎ ይኹን ደኣምበር ሓድነቱ ሓልዩ ብሓደ ኣንፈት ኣንጻር ሓባራዊ ጸላI ኣብ ምምካት ሓያል ወቓI ሓይሊ ኮይኑ ኣብ ምውጻEን ክሳብ ሕጂ ዘይበቕA ምህላዉ ተገንዚቦም። ብU መንጽር ባይቶን ኤዲኪን ኣገደስቲ ሰፋሕቲ ጽላላት ይኹኑ ደኣምበር ብውሽጣዊ ኩነታቶም ውድባዊ ጸገማትን ናብ ዝሓሸ ብርኪ ቃልሲ ዘይተሰጋገሩ ብምጽንሖም Eቱብ ሓባራዊ ስራሓት ዝሓትት ምዃኑ ኣሰሚሮሙሉ ሓሊፎም። ኣብ ወተሃደራዊ መዳይ ዝሓሸ ናይ ምውህሃድ ስራሓት ክኸይድ ዝጸንሐ ይኹን ደኣምበር ብሓድሓድ ወድዓዊ ጸገማት ዝተተለመ መደባት ኣብ ፍጻሜታት ከበጽሑ ዘይከኣሉ ከም ዝጸንሑ ገምጊሙ። በዚ መንጽር ከኣ ንመጻI ብዝሓሸ ኣገባብ ተዋዲዱ ዝሰርሕ መርሆ ብምሕንጻጽ መጻI መደባቶም ብምስራEን ብምውዳብን ሰሚናር ብዓወት ዛዚሙ። ኣብ መወዳEታ ካብ ኣኼበኛ ከምዚ ዝኣመሰለ ሰሚናር በብግዚU Eናተወደበ ዝኸደሉ መደብ ክስራE ዝብሉ ለበዋታትን ንዝተዋደደ ምድላዋት ናይቲ ሰሚናር ድሙቕ ናይ ጽምብል በዓልን ንዘሰናድU ብጾት ልUል ምስጋና ብምቕራብ ሰሚናር ብሕጉስ መንፈስን ልUል ፍናን ቃልስን ተዛዚሙ። ብድሕሪ’ዚ ብ26 መጋቢት 2014 ኣብ መEጸዊ ሰሚናር ጽምብል መዓልቲ ኣቦ መንበር ማEከላይ መሪሕነት ኤዲኪ ተጋ/ሑሴን ከሊፋ ኣባላት ሰሚናርን ሰራዊትን ህዝቢ ቅኒን ቅኒቶን ምምሕዳራት ከባብን Eዱማት ኣጋይሽን ፈተውትን ዝተሳተፍዎ ድሙቕ ጽምብል ተከፊቱ። ብድሕሪ’ዚ ብጉጅለ ባህሊ ደግሓኤ ድሙቕ ናይ ምልEዓል ባህላዊ ምርIት ኣብ መኽፈቲ Eቲ ጽምበል ኣቕሪባ። ብምቕጻል ኣባል ፖሎቲካዊ ቤ/ጽሕፈት ኤዲኪ ኣቦ-ወንበር ወተሃደራዊ ሽማግለ ቃል ወተሃደራዊ ቤ/ጽሕፈት ኤርትራዊ ዲሞክራዊያዊ ኪዳን ብብጻይ ዓብደላ Uመር (ዶማ) ቀሪቡ። ቀጺሉ ከኣ ብትግርኛ ዝቐረበ ቃል ብዓረብ ብምክትል ኣቦ-መንበር ወተሃደራዊ ሽማግለ ብ/ሓጅ Iብራሂም ኣቡበከር ቀሪቡ።
  • 3. 3 ብድሕሪ’ዚ Eቲ ጽምብል ኣብ ዝተኸፍተሉ መድረኽ ብጣEሚ ዘሕዝን መርድE ገዲም ተጋዳላይ ኣሕመድ መሓመድ ናስር ምስ ተሰምA፡ ብዓሚቕ ሓዘን ንምዝካሩ መደብ ተታሒዙ ብኣቦ-መንበር ማEከላይ መሪሕነት ኤዲኪ ተጋ/ሑሴን ከሊፋ ሓደ ደቒቕ ናይ ሕልና ጸሎት ምስ ተገብረ ድሕረ ባይታን ታሪኽ ሂወትን ሓርበኛ ገዲም ተጋዳላይ ኣሕመድ መሓመድ ናስር ብኣቦ መንበር ማEከላይ መሪሕነት ሑሴን ከሊፋ ቀሪቡ። ቀጺሉ ኣቦ-መንበር ማEከላይ መሪሕነት ኤዲኪ ንሰራዊትን ተቓላሳይ ህዝብን ዘለዎ መድረኽ ቃልሲ ኣመልኪቱ ኩነታት ጸላEን ደምበ ተቓውሞን ኤርትራዊ ሃገራዊ ባይቶን ኤዲኪን ኣብ ክሊ’ዚ ውድEነት’ዚ ዝተኻየደ ወተሃደራዊ ሰሚናር መሰረት ጌይሩ ብEምቆት ገሊጹ። ኣብ መዛዘሚ መደርU ንምሕያል ቃልስና ኩልና ዝከኣል ክንገብር ከም ዘለና ብምትሕስሳብ ኤዲኪ ነዚ ዘተባብE ወተሃደራዊ ተበግሶታት’ዚ ብዝከኣሎ ዓቕሚ ንምድልዳሉ ክሰርሕ ምዃኑ ብምግላጽ መደርU ዛዚሙ። ድሕሪ’ዚ ቀጺሉ መግለጺ ደገፍ ብደሞክራስያዊ ምንቅስቓስ ሳሆ ኤርትራ ቀሪቡ። ስIቡ ከኣ ብተወከልቲ ህዝቢ ቅኒን ቅንቶ ኣገዳሲ መደረ ተሰሚU። ኣብ መወዳEታ ከኣ ብጉጅለ ባህሊ ደግሓኤ Eቲ ጽምብል ክሳብ ሰዓት 5፡00 ድሕሪ ቀትሪ ብሃገራውን ባህላውን መዘናግIታት ደሚቑ Eቲ ጽምብል ብዓወት ተዛዚሙ። ቤት ጽሕፈት ዜና ኤርትራዊ ዲሞክራስያዊ ኪዳን 31 መጋቢት 2014